ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መድረኽ ምይይጥ ገለ ኤርትራውያን ምሁራት ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ


ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ገለ ምሁራት ኤርትራውያን "ናብ ዲሞክራሲዊ ስርዓት ዘምርሕ ጉዕዞን ቅዋማዊ ዛዕባታትን" ኣብ ትሕቲ ዝብል አርእስቲ ምይይጥ ኣካይዶም ኔሮም።

ኣብቲ መድረኽ ምይይጥ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዘቅረቡ፣ ዶ/ር ኪዳነ መንግስትአብ ካብ ፔንሰልቨንያ ስቴይት ዩኒቨርስቲ፣ ወ/ሮ ዔሻ ሙሳ ገዓስ ካብ ሽወደን ከምኡ'ዉን መራሒ'ቲ መድረኽ ዝነበረ ዶ/ር አፈወርቂ ጳውሎስ ካብ ካርነጅ መሎን ዩቨርስቲን ብዛዕብኡ ኣከፊሎምና'ለው።

ቀዳማይ ክፋል ንምስማዕ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG