ምንያ ኣፈወርቂ ዘዘራረበቶም ሓደሽቲ ተጨወይቲ፡ ልክዕ ካብ ኤርትራ ስግር ምስበሉ እቲ ጭውያ ዝተፈላለየ መልክዕ ሒዙ ከምዝቐጸለ ይገልጹ።
ኣብ ሲናይ ኣብ ኢድ`ቶም ጨወይቲ ኾይኖም ዝተዛረቡ ስደተኛታት፡ ንካልኦት ኤርትራውያን ትምህርቲ ይኹን ኢሎም ተላብዮም
ንምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠዊቕኩም ስምዑ፡
ከምኡ ዝበለ ሓደጋ ከምዘሎ ኣብ ኤርትራ ኸለና ብ VOA ንሰምዕ ኔርና፡ ግን ኣብ ኸምኡ ዓይነት ጥንቃቐ ኸለና፡ ኣብ ነብስና ከጋጥመና`ዩ ኣይበልናን ይብሉ