ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ዝርከቡ ስደተኛታት ኩነታቶም ካብ አንደበቶም


አብ ሸገራብ ዝርከቡ ስደተኛታት ንህይወቶም ብዘስግእ እቲ መዓስከር ስደተኛታት ደሕንነቱ ዘይተረጋገፀ'ዩ ክብሉ መረረቶም ይገልፁ'ለው።

ናይ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስደተኛታት ኾነ ሓይልታት ፀጥታ ሱዳን ብዛዕባ እቲ ኩነታት ይፈልጡ'ዮም ግን ክሕግዙና አይደልዩን ክብሉ'ዉን አማሪሮም።

ሰብ ከም በጊዕ ደርሆ ይሽየጥን ይልወጥን'ሎ ክብሉ ገሊፆም።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ፀብፃብ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG