ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጁቡቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ፣ ኩነታቶም ካብ አንደበቶም


አብ ጁቡቲ ዝርከቡ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቁባ ሓተቲ እንኽለና መሰል ስደተኛታት ተነፊጉና፣ ኣብ ፀቢብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጉና ብሕማም ቲቢ ንልበድ አለና ኢሎም።

ጉዳይና ሰማዒ ስኢና ንመን ከም እንጠርዕ'ዉን ጠፊኡና ዝበሉ'ቶም ስደተኛታት አርባዕተ ዓመታት ኣብ ትሕቲ'ቲ አተሓሕዛ ዝርከቡ ናይ አእምሮ ፀገም ዝገበሩ ሰባት አለውና ክብሉ'ውን ተዛሪቦም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG