ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ኤርትራውያን ኣብ አሜሪካ ፣ ተመኩሮ ካብ ጅቡቲ ዝመፁ ኤርትራውያንን አብኡ ዝተረፉን 2ይ ክፍሊ


ኣብ ቀረባ ካብ ጅቡቲ ናብ ዩናይትድ ስቴይትስ ብመደብ ምስፋር ስደተኛታት ዝአተዉ ኤርትራውያን ብዛዕባ ኣብ ጅቡቲ ዘሕለፍዎን አብኡ ተሪፎም ዘለው ብፆቶምን ዘሕልፍዎ ዘለዉ ህይወትን ተመኩሮኦምን ምስ ሬድዮ ድምፂ አሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ዘርዚሮም'ለዉ።

ካብቶም ናብ ዩናይትድ ስቴይትስ ዝመፁ ኤርትራውያን ሰለስት ፣ ገረዝጊሄር ወልዱን ዘሚክኤል ረዳኢን ካብ ክፍለግዝአት ቨርጂንያ ፣ ዮናስ ተስፋይ ኸአ ካብ ክፍለ ግዝአት ኣሪዞና ብዛዕባ'ቲ ተመኩሮኦም ገሊፆም'ለዉ።

ቀዳማይ ክፍሊ ዝሓለፈ ሰሙን ቀርቡ ኔሩ እንሆ ።

ሎሚ ኸአ 2ይ ክፍሊ ይቐርብ፡ ኣብዚ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG