ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ መቐለ -- ካብኡ ናብኡ

 ገለ ካብቶም ኣብ መቐለ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት
ገለ ካብቶም ኣብ መቐለ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት

ኣብ መቐለ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ወግዓዊ ናይ ስደተኛታት ወረቐት ስለ ዘይብሎም፡ ዝዀነ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ኣመና ከም ዝጽገሙ ይዛረቡ። ደጋጊሞም ጠሪዖም ሰማዒ ኣካል ስለ ዘይረኸቡ ድማ፡ ማሕበር ኣቝሞም ሽግራቶም ንምፍታሕን ብዘለዎም ንምትሕግጋዝን ይጽዕሩ። እዚ ግን ነባሪ ፍታሕ ዘምጽእ ዘይምዃኑ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG