ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጎንደር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኩነታት እንተ ዘየተመሓዪሹ ንሃገሮም ክምለሱ ይሓቱ


ኣብ ጎንደር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኩነታት እንተ ዘየተመሓዪሹ ንሃገሮም ክምለሱ ይሓቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:02 0:00

ኣብ ጎንደር ዝርከብዩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኩነታት እንተ ዘየተመሓዪሹ ንሃገሮም ክምለሱ ይሓቱ

ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት እቶም ዘጋጥምዎም ዘለው ፀገማት ክፍትሑ ብዘይምኽኣሎም ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ሕቶ ከምዘቕረቡ ንድምፂ ኣመሪካ ተዛሪቦም።

ናብ ሃገሮም ንምምላስ ድሌት ዘለዎም ብርክት ዝበሉ ስደተኛታት ከምዝተመዝገቡ እውን ሓቢሮም። ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብወገኑ ንድምፂ ኣመሪካ ብኢሜይል ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ ኣብ ኣለምዋጭ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ድሌት ከምዘርኣዩ ፈሊጠ ኣለኹ ይብል። ስእነት ጸጥታ’ውን ካልእ ሻቕሎት ፈጢሩ ዘሎ ምዃኑ እቶም ስደተኛታት ይዛረቡ።

XS
SM
MD
LG