ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን መበል 21 ዓመት ነፃነቶም ንምፅንባል ይቀራረቡ ኣለው


ነቲ ፅንብል ንምሽፋን ናብ ኣስመራ ዝተጉዓዘ ጋዜጠኛ ቪኦኤ ፒተር ክሎቲ ምስ ምሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ’ውን ቃለ መጥይቕ ኣካይዱ’ሎ

ኤርትራዊያን መበል 21 ዓመት ነፃነቶም ንምፅንባል ይቀራረቡ ኣለው።ነቲ ፅንብል ንምሽፋን ናብ ኣስመራ ዝተጉዓዘ ጋዜጠኛ ቪኦኤ ፒተር ክሎቲ ምስ ምሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ’ውን ቃለ መጥይቕ ኣካይዱ’ሎ።

ኤርትራዊያን ንፅርጊያታት ከተማ መሊኦም ፍሱህ ገፅ የርእዩ ነይሮም ዝበለ ፒተር ክሎቲ ብዛዕባ ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ዝምድና ተሓቲቶም ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ዝሃብዎ መልሲ ምስ ኢትዮጵያ ዝኾነ ይኹን ፀገም የብልናን፡ናይ ግዳም ጣልቃ ምእታው’ዩ ነቲ ምሕዝነት ዘበላሽዎ ዘሎ ምባሎም ገሊፆም።

ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፆ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG