ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት መደረ ኣስሚዑ


ዛጊድ ምስ ልኡኻት ቻይና፡ ሩስያ እንግሊዝ፡ ቐጠር፡ ናይጀርያን ካልኦት መራሕቲ ሃገራትን ተራኺቡ`ሎ ይብል ኣቶ የማነ ገብረኣብ

ቀቅድሚ`ቲ መደረ ምስ ቪኦኤ ዝተዛረበ ኣቶ የማነ፡ “ኣብ`ቲ ፕረሲደንት ኢሳያስ ዘቕረቦ መደረ ዓለምና ዘጋጥማ ዘሎ ዓበይቲ ብድሆታት፡ ከምኡ`ውን ኣብ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ዝረአ ዘሎ ዳግም ምትንሳእ፡ ኣብ ጉዳይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ድማ ናይ ልምዓት ኣተኩሮ ክህሉን ከብርህ`ዩ” ።

ኣብ መወዳእታ ባይቶ ጸጥታ ልኡላውነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ዘለዎ ሓላፍነት`ውን ከዘኻኽር`ዩ ኢሉ.

ነቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG