ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደረ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት


ኣብ ዓለምና ዝርአ ዘሎ ገንዘባዊ ቕልውላውን ግዙፍ ሸቕሊ ኣልቦነትን፡ ዘይ-ማዕርነት ኣብ መንጎ ሃገራትን ኣብ ውሽጠንን፡ ንመጻኢ ዕድላት ኣህዛብ የጎናድቦ ኣሎ ኢሉ

ኣብ ኣዕራብን ሰሜን ኣፍሪቃን ዝተላዕለ ናይ ህዝቢ ናዕቢ ኣብኡ ጠጠው ከምዘይብል`ውን ኣተንቢሁ።

ንሶማልያ ኣብ ዝምልከት፡ ሓዲሽ ኣቀራርባ ከምዘድሊ ጋህዲ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ ዝበለ ፕረሲደንት ኢሳያስ፡ “ኢትዮጵያ ኻብ ሉኡላውነት ግዝኣት ኤርትራ ክትወጽእ፡ ሕቡራት ሃገራት ቻርተሩን ኣህጉራዊ ሕግን ክኽተል፡ ከምኡ`ውን ብርክት ዝበሉ ውሳነታት ባይቶ ጸጥታ ተግባራዊ ንምግባር ህጹጽ ስጉምቲ ክወስድ ሓልፍነቱ ከዘኻኽሮ እደሊ” ኢሎም።

ነቲ መደረ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጥውቑ፡

XS
SM
MD
LG