ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ተበጊሱ ዘሎ ንጥፈታት ዕደና ንቑጠባውን ልምዓታውን መደባት ውሕስነት ዝህብ`ዩ -ፕረሲደንት ኢሳያስ


ኩሉ ኣተኩሮ ኣብኡ ኸይኸውን ግን ኣብ ኣተሓሕዝኡ ጥንቃቐ ከምዘድሊ ተዛሪቦም

ፕረሰደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣስመራ ምስ መራኸቢ ብዙሓን መንግስቲ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ-መጠይቕ `ዮም ከምኡ ኢሎም

ኤርትራ ዘለዋ ናይ ማዕድን ጸጋ ገና ክምዝመዝ ዘይከኣለን ኣቃሊልካ ዝርአ ከምዘይኮነን ዝገለጹ ፕረሲደንት ኢሳያስ፡ ኩሉ ኣተኩሮ ኣብኡ ኸይኸውን ግን ኣብ ኣተሓሕዝኡ ጥንቃቐ ከምዘድልዮን፡ ንወሎዶታት ቀጻልነት ዘለዎ ዘላቒ ልምዓት ንምርግግጋጽ ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ንዕኡ ዝዓለመ ምዃኑን ገሊጾም።

ፕረሲደንት ኤርትራ ብዛዕባ ኣህጉራውን ዞባውን ዘቤታውን ጉዳያት`ውን ተዛሪቦም ኣለዉ፡ ንጽሟቕ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡ ንሰኑይ`ውን ተወሳኺ ክቐርብ`ዩ።

XS
SM
MD
LG