ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ንቪኦኤ ኣብ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ፡ እቲ ዜና ዘርእዮ ነገር “ጭንቀት ናይ`ቶም ነዳያት ኣበይ በጺሑ ኸምዘሎ`ዩ” ኢሉ።
እቲ ወረ ዝጀመረ፡ ኣብ ወርሒ መጋቢት 17፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ወገን ዓሰብ መጥቃዕቲ ኣካይደ ኣብ ዝበለሉ እዋን`ዩ ዝበለ ኣቶ ዓሊ፡ ምንጪ ናይ`ቲ ዜና ካብ ማእከላይ ስለያ ኣመሪካ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።
ነቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡