ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ መወዳእታ ክፋል

Eritrean President Isaias Afewerki being Interviewed by VOA`s Tewelde Weldegebriel
Eritrean President Isaias Afewerki being Interviewed by VOA`s Tewelde Weldegebriel

ኣብ ኤርትራ ጥምየት የለን፡ ንሓዋሩ`ውን ኣይክህሉን`ዩ ኢሎም ፕረሲደንት ኢሳያስ

ኣብ ኒው-ዮርክ ንቪኦኤ ክፍሊ ትግርኛ ቃለ-መጠይቕ ዝሃቡ ፕረሲደንት ኢሳያስ፡ ብዛዕባ ሶማል፡ ዲሞክራስን ምርጫን፡ ብዛዕባ እሱራት፡ ከምኡ`ውን ብዛዕባ ዲፕሎማሲያዊ ርክባት ምስ ምዕራባውያን ሃገራትን ካልኦት ሕቶታትን ቀሪብሎም ኣሎ ተኸታተሉ።

ቀዳማይ ክፋል ነዚ ዝስዕብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ስምዑ፡ ካልኣይ ክፋል ዝመጽእ ዓርቢ ክቐርብ`ዩ፡

ኻልኣይ ክፋል`ቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ክፈቱ፡

XS
SM
MD
LG