ኣብ`ዚ ክትዕ ዝተሳተፉ፡ ኣቶ ሕሩይ ተላ ባይሩ ካብ ኢትዮጵያ፡ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ካብ ስዊዲን፡ ኣቶ ኣሕመድ ናስር ካብ ኢትዮጵያ፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ካብ ካናዳ፡ መንእሰይ ዳኒኤል ተወልደ ካብ ኢትዮጵያ`ዮም።
ኣብ ጉዳይ ሃገራውነት፡ ኣገባብ ተሳታፍነት፡ ዲሞክራሲያውነት፡ ግልጽነት፡ መሕዝነትን ህግደፋውነትን ካልእን ተኻቲዖም ኣለዉ፡
ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
ገሊኦም ትሕቲ ሃገራውነት `ዩ ይብልዎ፡ ገሊኦም ድማ ብኤርትራውያን ዝውነን ኤርትራዊ ትሕዝቶ ዘለዎ`ዩ ይብሉ