ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸጋሃንስ ወልደስላሰ ኣብ ሚላኖ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝሕግዝ ይገልጽ


ብከተማ ሚላኖ ኢጣልያ፡ ኣማኢት ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ስደተኛታት በብመዓልቱ ከምዝሓልፉ ዝገልጽ ጸጋሃንስ፡ ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት ካብ`ታ ሃገር እንተዘይወጺኦም ኣብኡ ዑቅባ ክሓቱ ከምዝግደዱ ይገልጽ።

እዞም ስደተኛታት ኣብ ኢጣልያ`ውን ኣብ`ቲ ናብ ካልኦት ሃገራት ንምስጋር ዝግበር ፈተነታት ንዘይ-ሕጋዊያን ኣስገርቲ`ውን ከምዝቃልዑ ተዓዘብቲ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጸጋሃንስ ወልደስላሰ ኣብ ሚላኖ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝሕግዝ ይገልጽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:57 0:00


XS
SM
MD
LG