ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣባላት ጉጅለ 15 ድሕሪ 14 ዓመታት፡ብኣንደበት ኣቶ መስፍን ሓጎስ


ኣቶ መስፍን ሓጎስ
ኣቶ መስፍን ሓጎስ

18 መስከረም 2001 ዓ/ም ኣብ ኤርትራ 11 ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተኣሰሩላ ዕለት እያ።

ብድሕሪኡ ኣብ ዝነበረ መዕልታት እውን ኣብቲ እዋን እቲ ዓንቢበን ናይ ዝነበራ ናፃ ጋዜጣታትን መፅሄታትን ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።እዚ 14 ዓመታት ኮይኑዎ’ሎ።ኣባል ጉጅለ 15 ዝነበሩ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ንድሕሪት ምልስ ኢሎም ብዛዕባ እቲ ዝነበረ ኩነትን ተኣሲሮም ዝርከቡ ሰበስልጣንን ሪኢቱኦም ሂቦምና ኣለው።ዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:06:30 0:00

XS
SM
MD
LG