ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ኣዕቋቢ’ውን ጠዋሪ ኣብ ዝደልየሉ፡ ተሓገዝቲ ደኣ..."


"ኣዕቋቢ’ውን ጠዋሪ ኣብ ዝደልየሉ፡ ተሓገዝቲ ደኣ..."
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:53 0:00

ድሕሪ ምጅማር ኲናት ክልል ትግራይ፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ትግራይ ተዓቚቦም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ’ዮም ተቐርቂሮም። ኩነታት ምስ ሃድአ’ውን እቶም ኣመቶም ክገብሩ ትጽቢት ዝነበሮም ከም ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ወይ ድማ ጉዳያት ተመለስቲን ስደተኛታትን ኢትዮጵያ ገና ደሃዮም ኣይገበረን።

XS
SM
MD
LG