ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣኼባ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፉ 3ተ ምሁራት ኤርትራውያን - 2ይ ክፍሊ


ኣብ መጀመርታ'ዚ ወርሒ ገለ 60 ዝኾኑ ምሁራትን ሰብ-ሞያን: ገለ 15 ዝኮና ተቃወምቲ ውድባትን ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ አዲስ ኣበባ ተአኪቦም ምንባሮም ተገሊፁ'ዩ።

አብኡ ዝተኻፈሉ 3ተ ሰባት ማለት ዶ/ር መሓመድ ኪያር ካብ ኖርወይ፡ ዶ/ር ኣፈወርቂ ጳውሎስ ካብ ኦሃዮ፡ ዶ/ር የዕብዮ ወልደማርያም ካብ ኒው ዮርክ፡ ብዛዕባ`ቲ ኣኼባን ትርጉሙን፡ ጋዜጠኛ ምንያ ኣፈወርቂ ሓቲታቶም ኣላ፡ ቀዳማይ ክፍሊ ዝሓለፈ ዓርቢ ቀሪቡ ኔሩ። ሎሚ ኸአ 2ይ ክፍሊ እንሆ፣ ናብ ምልክት ድምጽና ብምኻድ ስምዕዎ፡

XS
SM
MD
LG