ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ኣብ በረኻ ሲና ይወርዶም ዘሎ ግፍዒ (3ይ ክፋል)


Africa
ኤርትራውያን ካብ ሱዳን እናተጨወዩ ኣብ ምድረ-ግብፂ ይወርዶም ዘሎ ግፍዒ፣ዝጀመረ ኣብ እዋን ዓቃቢ-ሰላም ኣብ ኢትዮዽያ ኤርትራ‘ዩ ይብል ናይ ሎሚ ጋሻና።

ኣቶ በረኸት ካብ ኖርዌይ ወሲኹ፣ማሕበረ-ሰብ ዓለም ኣብ ክንዲ ንቀንዲ ፀገም‘ቲ ዞባ ንደቀቅቲ ፀገማት ምጉላህ ከምዝመረፀን ጌጋ ከምዝኾነን ሓቢሩ።

ብተኸታታሊ ዘቅረብናዮም መደባት ዛዚምና‘ለና።ሰለስቲኦም መደባት ንምስማዕ ኣብ‘ዘን ምልክታት ድምፂ ጠውቁ፣



XS
SM
MD
LG