ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ተመራማሪ ሕርሻ ዓሳ ዶ/ር ሃብተሚካኤል ሃብተጽየን


ዶ/ር ሃብተሚካኤል ሃብተጽየን ይበሃል። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብዚ ኣሜሪካ ኣብ ኪንታንኪ ስቴት ዩኒቨርሲቲ ከም ተመራማራይ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዓሳን ኣመጋግባ ዓሳን ዝሰርሕ ዘሎ ኮይኑ ኣቐዲሙ ካብ ናይ ቻይና ናኒጅግ ዩኒቨርሲቲ ብማዕርግ ዶክትሬት ብዝለዓለ ደረጃ ኣብዚ ዓውዲ ዝተመረቐ’ውን እዩ።

ዶ/ር ሃብተሚካኤል: ኣብቲ ናይ ድሕረ ምረቓን ናይ ዶክትሬት ማዕረግ ትምህርቱ ኣብ ቻይና ይከታተሉ ዝነበረ እዋን: ሸሞንተ ሽልማት ዝበለጸ ዓለምለኸ ተማሃራይ ተባሂሉ ተሸሊሙ። በዚ ድማ ኣብ ምሉእ ቻይና ዝበለጸ ዓለምለኸ ተማሃራይ ተባሂሉ ክሽለም ኣኽኢልዎ እዩ።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ተመራማሪ ሕርሻ ዓሳ ዶ/ር ሃብተሚካኤል ሃብተጽየን
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:01 0:00

ዶ/ር ሃብተሚካሌ ብዛዕባ ሞያውን ውልቃዊን ህይወቱ ዘካየዶ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል

ቃለ-መጠይቕ ምስ ተመራማሪ ሕርሻ ዓሳ ዶ/ር ሃብተሚካኤል ሃብተጽየን
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:15 0:00

XS
SM
MD
LG