ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ መንጎ ብሉጻት ሽንግሩዋ፡ ኤደን ከሰተን ሸዊት ወልደሚካኤልን፡ ኣጋይሽ ቂሐ-ጽልሚ


ኤደን ጓል 20 ዓመት፡ ሸዊት ድማ ጓል 22 ዓመት`የን

ንደያኑ ብምምሳጣ ጥይት ዝብል ሽም ዝተዋህባ መንእሰይ ኤደን፡ ካብ መንጎ`ቶም 5ተ ዝሓለፉ ኢያ ኔራ። ሸዊት ድማ ካብ መንጎ`ቶም 10 ዝለዓሉ።

ምስ ተወልደ ወልደገብሬል ዝገበርኦ ዕላል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG