ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ ብስዑዲ ዓረብ ንዝምራሕ ተበግሶ ኣንጻር ግብረ-ሽበራ ከምትድግፍ ገሊጻ


ኤርትራ ንተበግሶ ስዑዲ ዓረብ አንጻር ሽበራ ብዘይ ዕቃበ ከምትድግፎን ምስኡ ንምትሕብባር ቅርብቲ ምኳናን ዘረጋግጽ መግለጺ ወጺኡ።

እዚ መግለጺ ዝወጸ ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ አብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ሪያድ ምስ ንጉስ ሳልማን ቤን ዓብደልዓዚዝ ድሕሪ ምርኻቦም'ዩ።

አብ ዝሓለፈ ሰሙን ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ 34 ሃገራት ሙስሊም ዝሓቖፈ ጥምረት አንጻር ግበረ-ሽበራ ምምስራቱ ይፍለጥ።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

ኤርትራ፡ ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ሕብረት ሓይሊ ኣንጻር ግብረ-ሽበራ ከምትድግፍ ገሊጻ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:04 0:00

XS
SM
MD
LG