ዋሽንግተን —
ሚኒስቴር ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕ/ሃ ኣብ ዘስሞዕዎ መደረ “ህዝብና ብፍላይ መንእሰያትና ኣብ ኢድ ነጋዶ ደቂ-ሰባት ክሳቃዩን ሕይወቶም ንኽሓልፍ ንዝመርሕ ስደትን ፍልሰትን ኸምርሑ ብዘትባዑ ፖሊስታት ዒላማ ኾይኖም’ዮም።”
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።