ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ስካንድንቪያ


ልዕሊ 13 ሺሕ ህዝቢ ኣብ`ቲ ኣብ ሽወደን ዝካየድ ፈቲቫል ክሳተፍ ንጽበ ይብል ኣቦ መንበር ሽማግለ በዓላት

እቲ ፈቲቫል፡ ኤርትራውያን ክራኸቡን ክብርታቶም ክዕቅቡን፡ ቆልዑት ድማ ብባህሎምን መንነቶምን ክዓብዩን ንምግባር ዝዓለመ`ዩ ዝበለ ኣቶ ኣለም ተኽለጊዮርጊስ፡ ናብ ናይ ሎሚ ዘመን ፈቲቫል ሽወደን፡ ብርክት ዝበሉ ስነ-ጥበባውያን ካብ ኤርትራ ከምዝመጹን፡ መደብ ሽንግሩዋ`ውን ከምዝካየድን ኣፍሊጡ።

ነቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG