ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ጎንጺ ጊሰን እንታይ ለውጢ ንጽበ? ክኢላ ሕጊ ሙሴ ኤፍሬም የብርህ

ድሕሪ ጎንጺ ጊሰን እንታይ ለውጢ ንጽበ? ክኢላ ሕጊ ሙሴ ኤፍሬም የብርህ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:33 0:00

ድሕሪ ጎንጺ ጊሰን እንታይ ለውጢ ንጽበ? ክኢላ ሕጊ ሙሴ ኤፍሬም የብርህ

ኣብ ጊሰን ጀርመን፡ ኣብ መንጎ ኣካየድቲ ፈስቲቫልን ንዕኡ ንምቅዋም ዝመጽኡን ኤርትራውያን፣ ከምኡ’ውን ንውሕስነት እቲ ፈስቲቫል ዝተዋፈሩ ኣባላት ፖሊስ ጀርመን ድሕሪ ምቝሳሎም፡ ብሕጋዊ መዳይ እንታይ ናይ ቀረባን ርሑቕን ኣንፈታት ክህሉዎ ይኽእል ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ካልእ ክኢላ ሕጊ ዓዲምና ኣሎና።

ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም ካብ ሽወደን ኰይኑ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ሕግታት ኤውሮጳ ተመኵሮ ዘለዎ’ዩ። ሙሴ ኤፍሬም ቅድሚ ሕጂ ብጥሕሰት ቻርተር ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ኣብ ጉዳይ ማእሰርቲ ላዕለዎት ፖለቲከኛታት ኤርትራ ንመንግስቲ ኤርትራ ከሲሱ ዝነበረ’ዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG