ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብዛዕባ ናብ ኣመሪካ ዝኣትዉ ስደኛታት ይዘራርብ


ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ቅድሚ ናብዚ ምምፅኦምን ኣብዚ ምስመፁ ዘጋጥምዎም ሽግራትን ክፈልጡዎም ዝግብኦም ሓቅታትን ንኸብርሁ ኽልተ ክኢላታት ሕጊ ኣዘራሪብና ኣለና

ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ብዙሓት ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ከምዝነብሩ ይፍለጥ። ሕዚ’ውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት እናመፁ ይርከቡ። ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ቅድሚ ናብዚ ምምፅኦምን ኣብዚ ምስመፁ ዘጋጥምዎም ሽግራትን ክፈልጡዎም ዝግብኦም ሓቅታትን ንኸብርሁ ኽልተ ክኢላታት ሕጊ ኣዘራሪብና ኣለና ።

ኣጋይሽና ኣቶ ክፍሎም ተክኤ መለስን ኣቶ ተመስገን ተካ ኣባይን እዮም።ክልቲኦም ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ሕጊ ጥብቅና ይሰርሑ።ንሙሉእ ትሕዝቶ`ቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ንምልክት ድምፂ ይፅቀጡ።

ኻልኣይ ክፋል

XS
SM
MD
LG