ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢምባሲ ኤርትራ ዋሺንግተን ዲሲ ኣኼባ ዝጸወዓሉ ምኽንያት


Eritrea-Embassy-Washington-Dc

ምስ ፈጻሚ ጉዳያት ኢምባሲ ኣቶ ብርሃነ ገብሪሂወት ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ዕላማን መበግስን`ቲ ኣኼባ ዘቕነዐ`ዩ ኔሩ

ኤርትራ ናብ ሓዲሽ መድረኽ ልምዓት ትሰጋገር ስለዘላ፡ ብዛዕባ`ቲ ዘሎ ዕድላት ኢንቨስትመንት ምስ ህዝቢ ንምዋሳእ ዝተኸየደ ሰሚናር`ዩ ይብል ኣቶ ብርሃነ።

ነቲ ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ ተኸታተሉ።

ጽባሕ ዓርቢ ብዛዕባ ግልጽነትን ዲምክራሲያውነትን`ቲ ኣኼባ ንተሳተፍቲ ክንሓትት ኢና፡
XS
SM
MD
LG