ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ምብራር ኤርትራዊ ዲፕሎማት፡ንሓንቲ ንእሽቶ ግን ሕብንቲ ሃገር ንምጉብዕባዕ ዝተወስደ ስጉምቲ` ሚንስትሪ ወጻኢ ኤርትራ


Semere-Gebremariam
Semere-Gebremariam

ኣቶ ሰመረ ገብረማርያም፡ ሓለፍነተይን ስርሐይን ብግቡእ ብምፍጻመይ ስለዝኾነ ዝስምዓኒ ነገር የለን ይብል

ሚንስትሪ ወጻኢ ካናዳ፡ ላዕላዋይ ቆንስል ኤርትራ ኣብ ካናዳ ካብ ዲፕሎማቲክ ሕጋውነት ወጻኢ ገንዘብ የጎሳጉስ ኔሩ ብዝብል ኣባሪሩዎ`ሎ።

ሚንስትሪ ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፡ ሕጋውነት ዘይብሉን፡ ነቲ ማሕበረ ኮም ካብ ዘለዎ ነቕ ከብሎ ዘይክእልን ናይ መጉባዕብዒ ስጉምቲ ክብል መሊሱ`ሎ።

ካናዳ ንኣቶ ሰመረ ዝትክእ ካልእ ዲፕሎማት ኤርትራ ክትቅበል ምልክት ሂባ`ላ፡ ብወገን ኤርትራ ግን ገና ዝተፈልጠ ነገር የለን።

ምስ ኣቶ ሰመረ ገብረማርያም ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡
Eritrean Diplomat in Canada
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:50 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG