ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ኣውሮጳን ዝተፈላለዩ ክፍለ-ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝተአኻኸቡ ኤርትራዊያን ኣብ ኒውዮርክ ሰልፊ አካይዶም


ሰልፊ ኤርትራዊያን ኣብ ኒውዮርክ

ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝተአኻኸቡ ኤርትራዊያን ሎሚ ኣብ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ኔውዮርክ ሰልፊ ኣካይዶም።

ዕላማ እቲ ሰልፊ ንሪፖርት ናይ ሕቡራት ሃገራት መርማሪ ኮሚሽን ንጉዳይ ሰብአዊ መሰላት ኤርትራ ደገፎም ንምግላጽ እዩ።

ሰልፊ ኤርትራዊያን ኣብ ኔውዮርክ
ሰልፊ ኤርትራዊያን ኣብ ኔውዮርክ

አዳለውቲ እቲ ሰልፊ እቲ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ መርማሪ ኮሚሽን ጉዳይ ሰብአዊ ጉዳያት ኤርትራ ቅድሚ ሕጂ ንዘቕረቦ ጸብጻብ ምግሃስ ሰብአዊ መሰላት ብመርትዖ ደጊፉ ኣብ ዘቕርበሉ ዘሎ እዋን ደገፎም ንምግላጽ ነቲ ሰልፊ ምኽያዶም ሓቢሮም ኣለው።

እቶም ሰልፈኛታት ብተወሳኺ በኣሽሓት ዝቁጸር ፊርማታት አኺቦም ንዋና ጸሓፊ ባን ኪ ሙን ምቕራቦም ተሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

ካብ ኣውሮጳን ዝተፈላለዩ ክፍለ-ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝተአኻኸቡ ኤርትራዊያን ኣብ ኒውዮርክ ሰልፊ አኻይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:59 0:00

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG