ዓወት ኣማን ሻምፕዮን ቕድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2023 ኮይኑ


ዓወት ኣማን ሻምፕዮን ቕድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2023 ኮይኑ

No media source currently available

ዓርቢ 23 ሰነ ብናይ ክሮኖሜትር ውድድር ዝጀመረ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2023፡ ሰንበት 25 ሰነ 2023: ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ብዝተኻየደ 17 ዙርያ ዝሽፈነ ናይ 123.4 ኪ.ሜ ናይ ዓበይትን ትሕቲ 23 ዓመት ደቂ ተባዕትዮ ናይ ጽርግያ ውድድር፡ ብዓወት ኣባል ቲም ዩሲኣይ ዓወት ኣማን ተዛዚሙ።

​
XS
SM
MD
LG