ናብ ኤርትራ መሐከሚ ካንሰር ዝኸውን ዘመናዊ መሳርሕታት ንምእታው ዝካየድ ንጥፈታት
- ተወልደ ወልደገብረኤል
ኤርትራውያን ኣመሪካውያን ናብ ኤርትራ መሐከሚ ካንሰር ዝኸውን ዘመናዊ መሳርሕታት ንምእታው ጽዑቕ ናይ ገንዘብ ምትእኽኻብ ንጥፈታት የካይዱ'ለዉ። 27 ጥሪ 2024 ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝተኻየደ መደብ ኣብ ሓደ ምሸት ኣስታት 110 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ምግባሩ ተጠቒሱ'ሎ። እቲ ብደረጃ ኣመሪካ ዝካየድ ጎስጎስ፥ ዕላምኡ ካብ 6 ክሳብ 10 ሚልየን ዶላር ንምእካብ ኮይኑ፡ ዛጊት ኣስታት 3 ሚልየን ዶላር ከም ዝተኣከበ ኣተሓባበርቲ'ቲ ፕሮጀክት ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 04, 2024
ጸጥታ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ 2024
-
ሕዳር 04, 2024
ሕጹይ ምኽትል ፕረዚደንት ሪፖብሊካዊያን መን'ዩ?
-
ሕዳር 04, 2024
ሕጹይ ምኽትል ፕረዚደንት ዲሞክራሲያዊያን መን'ዩ?
-
ሕዳር 01, 2024
ኣብ ኣመራርሓ ህወሓት ንዘሎ ፍልልይ ንምሽምጋል መራሕቲ ሃይማኖት የቀራርቡ
-
ሕዳር 01, 2024
ቍጠባ፡ ማሕበራዊ ክብርታትን መሰላትን ኣብ ምርጫ ኣመሪካ