ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሊቀ-ጳጳስ ኤርትራ ኣቡነ መንግስተኣብ ምስ ርእሰ ሊቃነ-ጳጳሳት ፍራንሲስ ክቕድሱ`ዮም


ኣብ`ቲ ኣብ ከተማ ፊለደልፍያ ዝካየድ ቕዳሴ፡ ኣስታት ክልተ ሚሊዮን ህዝቢ ክርከብ`ዩ ተባሂሉ`ሎ።

ናይ ኤርትራ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሊቀ-ጳጳስ ኣቡነ-መንግስተኣብ ተስፋማርያም፡ ኣብ ከተማታት ኣመሪካ ዑደት ክገብሩ ቀኒዮም ኣለዉ።

“ምስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ምቕዳሰይ ሓጎስ ይሰምዓኒ” ይብሉ። ኣብ`ቲ ኣብ ከተማ ፊለደልፍያ ዝካየድ ቕዳሴ፡ ኣስታት ክልተ ሚሊዮን ህዝቢ ክርከብ`ዩ ተባሂሉ`ሎ።

ብዛዕባ ርእሰ ጳጳሳት ፍራንሲስ ንሓባራዊ ባይቶ ዩኤስ ዘስምዕዎ መደረን፡ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ዑደቶምን ብዝምልከት ንቪኦኤ ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:06:51 0:00

XS
SM
MD
LG