ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ስነ ጥበባውያን የማነ ገብረሚካኤል ባርያን ንኪሮስ አለማየሁን ይዝከሩ

የማን ገብረ ሚካኤል ባርያን ኪሮስ አለማየሁን ኣብ ኪነ ጥበብ ሙዚቃ ዝለዓለ ኣስተዋፅኦ ዝገበሩን ስነ- ጥበባውያን'ዮም ኔሮም ክብሉ ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣቶ ኢትባረኽ ገብረትንሳኤ ወልደአረጋይ ካብ ካናዳ አቶ ኪሮስ ሃይለስላሰ ኸአ ካብ አዲስ አበባ'ዮም።

ቀዳማይ ክፋል፡

ካልኣይ ክፋል፡

This item is part of
XS
SM
MD
LG