ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ዶር. ዓወትን ኣቶ ዳደን ን3ይ ጊዜ ይካትዑ


ኢትዮጵያዊ ኣቶ ዳደ ደስታ፡ ስምምዕ ኣልጀርስ፡ ቀንዲ ኣዕኑዱ ፈሪሱ`ዩ ይብል። ኤርትራዊ ኣቶ ዓወት፡ ኣህጉራዊ ሰነድ ኮይኑ ዘሎ ውሳነ ኮሚሽን ዶብ ክተፍርስ ምፍታን ኣብ ዝኾነ ኣየብጽሕን ይብል።

ንኢትዮጵያ ትዝውራ ኣመሪካ `ያ ዝብል መጎተ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ፡ ናይ ለባማት ኣይኮነን ይብል ኣቶ ዳደ ደስታ። ኣቶ ዓወት ብወገኑ፡ ኣብ ስምምዕና መንጎኛ ኾይንኪ ዝንበርኪ ንስኺ ኢኺ፡ ካብ መንጎ ኣውሓስቲ`ውን ንስኺ ኣመሪካ ኔርኪ ፡ናይ ዓለምና ሓያልን መሓዛ ኢትዮጵያን`ውን ኢኺ ምባል ጌጋ የብሉን ይብል።

ሰብ-ጉዳይ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን `የን ኣብ ዝብል ግን ክልቲኦም ይሰማምዑ፡
XS
SM
MD
LG