ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ዓወት ወ/ገብርኤል ኣብ ፋሽን ክዳውንቲ ኣመሪካ ስሙ ሕላገት ዝገድፍ ዘሎ መንእሰይ


ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ዓወት ወ/ገብርኤል ኣብ ፋሽን ክዳውንቲ ኣመሪካ ስሙ ሕላገት ዝገድፍ ዘሎ መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:31 0:00

ኣብ ኣዲስ ኣባበ ተወሊዱ ብንእሽቶኡ ናብ ኣመሪካ ዝመጽአ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ዓወት ወልደገብሪኤል፡ ኣብ ዓውዲ ፋሽን ኒውዮርክ ስሙ ዘድምቕ ዘሎ መንእሰይ’ዩ። ምስ ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ 2020 ጀሚሩ ኣብዚ ሕጂ እዋን ሓደ ካብቶም ጽቡቕ ውጽኢት ዘመዝገበ ትካላት ቅዲን ስፌትን ክዳን ዝኾነ 'ዓወት ኒውዮርክ' ዝብል ትካል ዝመርሕ ዘሎ ዓወት፡ ኣብኡ ብቖልዓኡ ብዘሕደረሉ ጦብላሕታ ኣብ ቅዲ ክዳን ከም ዝኣተወን ኣሰር ከም ዝሰዓበን ይዛረብ።

XS
SM
MD
LG