ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሸይላ ኪቲሩት ኣብ ማልታን ቱኒዝያን ምስ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተራኺባ


እታ ፍልይቲ መርማሪት ሕቡራት ሃገራት ንኹነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት የኽብር ኢላ

ዝሓለፈ ወርሒ ቪኦኤ ዘዘራረባ ሸይላ ኪትሩት፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ምስ ዝመሓየሽ ጥራሕ`ዩ፡ ሰባት ሓደገኛ ጉዕዞ ብምውሳድ ንህይወቶም ኣብ ሓደጋ ምእታው ጠጠው ኸብሉ ዝኽእሉ ኢላ።

ኣብ`ቲ እዋን ምላሽ ዝሃበ በዓል-ስልጣን ኤርትራ ኣቶ ጸሃየ ፋሲል ብወገኑ፡ ተልእኮ`ታ ፍልይቲ መርማሪት፡ ብኻልእ ኣጀንዳ ዝተባዕጠ`ዩ፡ ሓደ ኻብኡ ኣብ ልዕሊ ልዑላውነት ኤርትራ ካብ ዝተፈጸመ ጥሕሰት ሕጊ ንምህዳም ዝግበር ፈተነ`ዩ ኢሎም ኔሮም።
Eritrea-UN-Human-Rights
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:07 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG