ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዝነተጎ እሳተ-ጎመራን ርዕደ-መርየትን


እሣተ-ገሞራ ናብሮ ፎቶ ካብ ሣተላይት

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኤርትራ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ እሳተ ጎመራ ነቲጉ ንከባቢያዊ ኣየር በኪሉ ናብ'ቲን ካብ'ቲን ዞባ ንዝበራ ነፈርቲ ንከዕርፋ ከምዘገደደ ዝዝካር'ዩ።

ብዘይካዚ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ መጋሻ ኣብ ምፍፃም ንዝነበራ ምንስቲር ወፃኢ ኣሜሪካ ሂለርይ ክልንተን ንዑደተን ሃንደበት ኣቓሪፀን ናብ ዓደን ንክምለሳ ኣገዲድወን'ዩ።

ናይ ኣስመራ ኣቀባሊትና ሰናይት ሃብቱ ንሓደ ንኤርትራዊ ሙሁር ኣዘራሪባ ዘዳለወቶ መደብ ተኸታተሉ።

ምሉእ ሪፖርት ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ተኸታተሉ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG