አርትራ ነቲ ትማሊ ብቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/መ ዝሓለፈ ማዕቀብ ከምዘይትቕበል አርትራ ኣፍሊጣ።
ምንስቲር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-ምልልስ ብድሕሪ'ቲ ማዕቀብ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ'ያ ዘላ ኢሎም።
ኣብ'ቲ ማዕቀብ ዝቀረቡ ጠለባትን ክስታትን ተቀባልነት የብሎምን'ውን ኢሎም ኣቶ ዓሊ ዓብዱ።
ንኣሜሪካ'ውን ይኸሱ ጋሻና