ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ- መጠይቅ - ምስ አቶ የማነ ገብረአብ አማኻሪ ፕረዚደንት ኤርትራ -2ይ ክፋል


Yemane Ghebreab, Eritrean Presidential Adviser
Yemane Ghebreab, Eritrean Presidential Adviser

ኣብ ኒዮርክ ዝተኻየደ መበል 67 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ብሚኒስተር ወፃኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ ጉጅለ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ'ውን ተኻፊሉ'ሎ።

ኣባል'ቲ ጉጅለ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ምስ ድምፂ ኣሜሪካ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቅ ጌሮም'ለዉ።

ኣብ ልዕሊ ኣህጉራዊን ጉዳያት ውሽጢ ሃገርን ዝጠመተ ቃለ-መጠይቅ ብተኸታታሊ ክቐርብ'ዩ። ንሎሚ ግን ኩነታት ማዕቀብን ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታትን ዝምልከት ሓጺር ቃለ-መጠይቅ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀሪቡ ኔሩ። ሎሚ ኸአ ርክብ ኤርትራን ኣሜሪካን ጉዳይ ቅዋምን እሱራትን ተላዒሉ'ሎ።


ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምፂ ጠውቁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:43 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG