ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ- መጠይቅ - ምስ አቶ የማነ ገብረአብ አማኻሪ ፕረዚደንት ኤርትራ


Yemane-Gebreab
Yemane-Gebreab
ኣብ ኒዮርክ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 67 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ብሚኒስተር ወፃኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ ጉጅለ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ'ውን ይካፈል'ሎ።

ኣባል'ቲ ጉጅለ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ምስ ድምፂ ኣሜሪካ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቅ ጌሮም'ለዉ።

ዝመፅእ ሰሙን ኣብ ልዕሊ ኣህጉራዊን ጉዳያት ውሽጢ ሃገርን ዝጠመተ ቃለ-መጠይቅ ብተኸታታሊ ክቐርብ'ዩ። ንሎሚ ግን ኩነታት ማዕቀብን ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታትን ዝምልከት ሓጺር ቃለ-መጠይቅ ቀሪቡ'ሎ።

ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምፂ ጠውቁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:41 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG