ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ኹነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ


የኤርትራና የተመድ ልዩ ራፖርተር ሼይላ ኪታሩት ውዝግብ
የኤርትራና የተመድ ልዩ ራፖርተር ሼይላ ኪታሩት ውዝግብ

ከቢድ ምግሃስ መሰል ኣሎ ትብል ፍልይቲ መርማሪት። ኤርትራ ግን ሓዲሽ ዝብሃል ዘሎ ኣይኮነን ትብል

ፍልይቲ መርማሪት ሕቡራት ሃገራት ሸይላ ኪቲሩት፡ ጸብጻበይ ነቶም ኸበድቲ ምግሃሳት ትኹረት ዝገበረ`ዩ ትብል።
ምንጭታታ፡ ካብ ኤርትራ ወጺኦም ኣብ ኢትዮጵያን ጅቡትን ዘለዉ ስደተኛታት ምዃኖም`ውን ትገልጽ።
ኢ-ስማርት ዝተባህለ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝድግፍ ጉጅለ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ብወገኑ፡ ብናጻ ክዛረቡ ዘይክእሉ ስደተኛታት ኣዛሪብካ ዝቐርብ ሪፖርት ሚዛናውነት የብሉን ብምባል ክንጸግ ጸዊዑ`ሎ።

ምስ`ታ ፍልይቲ መርማሪት ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
Listen to the Interview
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:16 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG