ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣስመራ ዝተራኸቡ ፕረሲደንታት ኤርትራን ኡጋንዳን ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ከምዝበጽሑ ተገሊጹ


ሉዑላዊነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማል ክኽበር፡ ከልተ-ሱዳን ድማ ካብ ግዳማዊ ኢድ ኣእታውነት ርሒቖም ሽግሮም ባዕሎም ክፈትሑ ከምዝተረዳድኡ`ውን ተገሊጹ`ሎ

ብዛዕባ ዑደት ፕረሲደንት ዩወሪ ሙሰቪኒ ኣብ ኤርትራን፡ ትሕዝቶ`ቲ ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝገበርዎ ርክብን ብዝምልከት ንምንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG