ኣስመራ —
ደራሲን ዳይረክተርን ፊልምወጊሑ ፍስሓጽዮን፡ ዝበዝሕ ስራሓቱ ኣብ ባህላዊ ቴማታት ዘተኰረ’ዩ። ኣተዓባብያኡን ደሓር ብስራሕ ዝኸዶ ገጠራትን ድርኺት ኣተኵሮ ስራሓቱ ምዃኑ ዝነግር ወጊሑ፡ ዛጊት ናብ ህዝቢ ዝተዘርግሓ በበይነን ስራሓት ኣቕሪቡ ኣሎ።
ቅጥዒ