ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ሻድሻይ ፓትሪያርክ ቀቢኣ


ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ሻድሻይ ፓትሪያርክ ቀቢኣ

No media source currently available

ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ሰንበት 26 ጥሪ 2025 ኣብ ቤተ ክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ደብረ-ጽዮን ቅድስት ማርያም ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል ስርዓተ ሲመትን ጸሎተ-ተቐብኦን፡ ንብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ባሲሎስ መበል ሻድሻይ ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ  ሃገረ ኤርትራ ገይራ ቀቢኣ።

​
XS
SM
MD
LG