ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ኣብ ልዕሊኣ ዝተነብረ ማዕቀብ ክለዓል ሓቲታ


Araya Desta
Araya Desta
ኤርትራ ነዚ ሕቶ ዘቅረበት ናብ ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ዘቅረበቶ ፅሑፍ'ዩ። ኤርትራ ብተወሳኺ ነቲ ካብ ናይ ሕቡራት መንግስታት ተቆፃፃሪ ጉጅለ ዝቀረባ ክስታት'ዉን ምላሽ ሂባትሉ'ላ ክብሉ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ገሊፆም።

አምባሳደር አርኣያ ደስታ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ብዛዕባ'ዚ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ቃለ-መጠይቅ ጌሮም'ለው።

ንምስምዑ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:23 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG