ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኤርትራ ንናፅነት ሃይማኖት ከኽብር መፀዋዕታ ቀሪቡ


Eritrea
Eritrea

ኤርትራ ሎም-ዘበን‘ውን ንሃይማኖት ብምዕፋን ፍሉይ ሻቅሎት ዝፈጠረት ሃገር ተባሂላ ተጠቂሳ‘ላ።

ብመሰረት‘ቲ ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ዘውፀኦ ዓመታዊ ፀብፃብ መሰላት ሃገራት፣መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣተጋብራ መሰላት ሃይማኖት ድኹም ስራሕ ከምዘርእይ፣ኣባላት ‘ዘይተመዝገቡ‘ ዝባሃሉ ሃይማኖታት ይኣስር ከምዘሎ፣ኣብ 2013 ሰለስተ ዝተኣሰሩ ሰባት ከምዝሞቱ ይሕብር።

መንግስቲ ኤርትራ ናፅነት ሃይሞኖት ንከኽብር ኣሜሪካ ትፅውዕ ይብል እቲ ርእሰ ዓንቀፅ።በርማ፣ቻይና፣ኢራን፣ሰሜን ኮርያ፣ስዑድ ዓረብ፣ሱዳንን ኡዝቤክስታንን‘ውን ብኣሜሪካ ዝንቀፋ ሃገራት‘የን።

XS
SM
MD
LG