ግዝኣታዊ ሓድነትን ልዑላውነትን ሶማል ክኽበር ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ዘሕለፎ ውሳነ፡ ኢጋድ ከምዘየኽበሮ ዝገልጽ ኣቶ የማነ፡ ንሕና ግን ነጥብና ኣሕሊፍና ኢና፡ ኣባልነትና ኣብ ኢጋድ ምሕዳስ ድማ፡ ኢጋድ ሃናጺ ኣቀራርባ ንክኽተል ክሕግዞ ኢዩ ኢሎም።
ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን፡ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብደርቅን ጥምየትን ክሳቐ ፍፁም ተቐባልነት የብሉን`ውን ይብል
ኣብ ኣስመራ ምስ ጋዜጠኛ ፒተር ክሎቲ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቕ፡