ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ኣብ ደመና ንዝርከብ ጠሊ ማይ እናኣከብካ ኣብ መዓላ ናይ ምውዓል ተክኖሎጂ ተኣታቲዩ


Fog being collected in Eritrea
Fog being collected in Eritrea

ኣብ ምብራቓዊ ኣጻድፍ ኤርትራ ዝተጀመረ ፕሮጀክት ጽቡቕ ውጽኢት ይህብ ኣሎ ተባሂሉ

ኣብ ከባቢ ዓርበ-ረቡዕ ዝርከቡ ነበርቲ ተጠቀምቲ ክኾኑ በቒዖም ኣለዉ። 250 ዝኾኑ ተማሃሮ`ውን ነቲ ናይ ግመ ማይ እናሰተዩ ትምህርቶም ይቕጽሉ`ለዉ።

ሰናይት ሃብቱ ዝለኣኸቶ መደብ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡

XS
SM
MD
LG