ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕርሻ ኤርትራ ኣብ ደሓን ኩነታት ይርከብ ኢሎም ምንስቲር ሕርሻ


ዝናብ ክረምቲ ምዕሩይ ዝርጋሐ ነይርዎ

ሎም-ዘበን ኣብ ኤርትራ ደሓን ቀውዒን ምህርቲን ክርከብ'ዩ ዝብል ተስፋ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ምንስቲር ሕርሻ ኤርትራ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-ምልልስ ናይ ሎሚ ዘሎ ምህርቲ ንዓመት ብዘይ ፀገም ዘብልዕ ምህርቲ'ዩ ኢሎም።ካብ ተፀባይነት ዝናብ ንምንጋፍ ተባሂሎም በቢእዋኑ ዝተኣታተው ናይ መስኖን ደገፍ መስኖን ስራሓት ኣለውና፡እዚኦም ግና ኣብ ሓደ እዋን ወዲኤ ትብሎም ኣይኮኑን'ውን ይብሉ ኣቶ ኣረፋይነ።

XS
SM
MD
LG