ጕዕዞ ሳሙኤል ብሓጺሩ፤ ኣመሪካ - ካርሸሊ - ኣመሪካ
ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ሳሙኤል ወልዳይ፡ ኣብ 2019 “ለውጢ ንምምጻእ” ኢሉ ከም ዝተወደበ ዝሓበረ ሳሙኤል፡ ናብ ኤርትራ ድሕሪ ምኻዱ ብኣሃዱ ጸጥታ ኤርትራ ተኣሲሩ ኣብ በበይኑ ኣብያተ-ማእሰርቲ እታ ሃገር ንኣስታት ሰለስተ ዓመታት ጸኒሑ። ኣብ ወርሒ መስከረም ግን ካብቲ ዝጸንከረ ምዃኑ ዝንገረሉ ብልምዲ “ካርሸሊ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቤት ማእሰርቲ ሃዲሙ። ብዛዕባ ጻንሖቱ ኣብ ማእሰርቲን ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ዕላል ኣካዪድናሉ ኣሎና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ